ሩት 1:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 በዚ ኸምዚ፡ ናእሚ ምስታ ሩት እትብሃል ሞኣባዊት ሰበይቲ ወዳ ኻብ ምድሪ ሞኣብ ተመልሰት።+ ንሳተን ብመጀመርታ ዓጺድ ስገም ናብ ቤት-ልሄም መጻ።+