ዘዳግም 16:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “ኣብ ኵለን እተን የሆዋ ኣምላኽካ ዚህበካ ኸተማታት* ፈራዶን+ ኣሕሉቕን ሽም፣ ንሳቶም ከኣ ንህዝቢ ቕኑዕ ፍርዲ ይፍረዱ።