እያሱ 18:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንነገድ ብንያም ከከም ዓሌቶም ዕጫ ወጸሎም፣ እቲ ብዕጫ ዝወጸሎም ዓዲ ኸኣ ኣብ መንጎ ደቂ ይሁዳን+ ኣብ መንጎ ደቂ ዮሴፍን+ ነበረ።