1 ሳሙኤል 7:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ሳሙኤል ከኣ ምሉእ ህይወቱ ንእስራኤል ፈረደ።+ 16 ዓመት ዓመት ናብ ቤት-ኤልን+ ጊልጋልን+ ሚጽጳን+ ብዙር ይጕዓዝ ነበረ፣ ኣብ ኵለን እዘን ቦታታት እዚአን ድማ ንእስራኤል ይፈርድ ነበረ።
15 ሳሙኤል ከኣ ምሉእ ህይወቱ ንእስራኤል ፈረደ።+ 16 ዓመት ዓመት ናብ ቤት-ኤልን+ ጊልጋልን+ ሚጽጳን+ ብዙር ይጕዓዝ ነበረ፣ ኣብ ኵለን እዘን ቦታታት እዚአን ድማ ንእስራኤል ይፈርድ ነበረ።