መሳፍንቲ 2:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 የሆዋ በቲ ብሰንኪ እቶም ዝጨቈንዎምን+ ዝገፍዕዎምን ዚቝዝምዎ ቝዝማ ይድንግጸሎም*+ ነበረ እሞ፡ የሆዋ፡ መሳፍንቲ ኼተንስኣሎም ከሎ፡+ የሆዋ ምስቲ መስፍን ኰይኑ፡ ብዅሉ ዘመን እቲ መስፍን ካብ ኢድ ጸላእቶም የድሕኖም ነበረ። መሳፍንቲ 3:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እስራኤላውያን ናብ የሆዋ ምስ ተማህለሉ፡+ የሆዋ ንእስራኤላውያን ዜድሕኖም መድሓኒ፡+ ዖትኒኤል+ ወዲ ቄናዝ፡ ንእሽቶ ሓዉ ንካሌብ፡ ኣተንስኣሎም።
18 የሆዋ በቲ ብሰንኪ እቶም ዝጨቈንዎምን+ ዝገፍዕዎምን ዚቝዝምዎ ቝዝማ ይድንግጸሎም*+ ነበረ እሞ፡ የሆዋ፡ መሳፍንቲ ኼተንስኣሎም ከሎ፡+ የሆዋ ምስቲ መስፍን ኰይኑ፡ ብዅሉ ዘመን እቲ መስፍን ካብ ኢድ ጸላእቶም የድሕኖም ነበረ።