ዘጸኣት 19:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ሕጂ ድማ ቃለይ ኣጸቢቕኩም እንተ ተኣዚዝኩም፡ ኪዳነይ እውን እንተ ሓሊኹም፡ ኵላ ምድሪ ናተይ እያ እሞ፡+ ካብ ኵሎም ህዝብታት ንስኻትኩም ብርግጽ ፍሉይ ጥሪተይ* ክትኰኑ ኢኹም።+ ዘዳግም 7:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 “የሆዋ ዝፈተወኩምን ዝሓረየኩምን፡ ካብ ኵሎም ካልኦት ህዝብታት ስለ ዝበዛሕኩም ኣይኰነን፣+ እኳ ደኣስ፡ ካብ ኵሎም ህዝብታት ዝወሓድኩም ኢኹም።+
5 ሕጂ ድማ ቃለይ ኣጸቢቕኩም እንተ ተኣዚዝኩም፡ ኪዳነይ እውን እንተ ሓሊኹም፡ ኵላ ምድሪ ናተይ እያ እሞ፡+ ካብ ኵሎም ህዝብታት ንስኻትኩም ብርግጽ ፍሉይ ጥሪተይ* ክትኰኑ ኢኹም።+