ኢሳይያስ 1:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “እቲ ብዙሕ መስዋእትኹም እንታይ ይጠቕመኒ፧”+ ይብል የሆዋ። “ዚሓርር መስዋእቲ ደዓውልኩምን+ ስብሒ ስቡሓትኩምን+ ፍጊዕ ኢሉኒ፣ብደም+ ዝራብዓትን+ ገንሸላትን* ድቤላታትን+ ከኣ ደስ ኣይብለንን እዩ።
11 “እቲ ብዙሕ መስዋእትኹም እንታይ ይጠቕመኒ፧”+ ይብል የሆዋ። “ዚሓርር መስዋእቲ ደዓውልኩምን+ ስብሒ ስቡሓትኩምን+ ፍጊዕ ኢሉኒ፣ብደም+ ዝራብዓትን+ ገንሸላትን* ድቤላታትን+ ከኣ ደስ ኣይብለንን እዩ።