1 ሳሙኤል 16:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 የሆዋ ድማ ንሳሙኤል፡ “ኣነ ንዕኡ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከይነግስ ንዒቐዮ ኸለኹስ፡+ ንስኻ ኽሳዕ መዓስ ኢኻ ንሳኦል እትሓዝነሉ፧+ ቀርንኻ ዘይቲ መሊእካ ኺድ።+ ካብ መንጎ ደቂ እሴይ+ ብዓል ቤት-ልሄም ንጉስ ዚዀነኒ ሓርየ ስለ ዘለኹ፡+ ናብኡ ኽልእከካ” በሎ።
16 የሆዋ ድማ ንሳሙኤል፡ “ኣነ ንዕኡ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከይነግስ ንዒቐዮ ኸለኹስ፡+ ንስኻ ኽሳዕ መዓስ ኢኻ ንሳኦል እትሓዝነሉ፧+ ቀርንኻ ዘይቲ መሊእካ ኺድ።+ ካብ መንጎ ደቂ እሴይ+ ብዓል ቤት-ልሄም ንጉስ ዚዀነኒ ሓርየ ስለ ዘለኹ፡+ ናብኡ ኽልእከካ” በሎ።