1 ሳሙኤል 17:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 እቲ ፍልስጥኤማዊ ድማ፡ “ኣነ በዛ መዓልቲ እዚኣ ንሰልፈኛታት እስራኤል ኣባጭየሎም* ኣለኹ።+ ሓደ ሰብኣይ ሃቡኒ እሞ፡ ንሓድሕድና ንዋጋእ!” በለ። ኤርምያስ 10:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ግናኸ፡ ብሓቂ ኣምላኽ ዝዀነ የሆዋ እዩ። ንሱ ህያው ኣምላኽን+ ናይ ዘለኣለም ንጉስን+ እዩ። ብቝጥዓኡ ምድሪ ኸተንቀጥቅጥ እያ፣+ካብ ኣህዛብ እውን ንዅነኔኡ ኺጻወር ዚኽእል የልቦን።
10 ግናኸ፡ ብሓቂ ኣምላኽ ዝዀነ የሆዋ እዩ። ንሱ ህያው ኣምላኽን+ ናይ ዘለኣለም ንጉስን+ እዩ። ብቝጥዓኡ ምድሪ ኸተንቀጥቅጥ እያ፣+ካብ ኣህዛብ እውን ንዅነኔኡ ኺጻወር ዚኽእል የልቦን።