ዘፍጥረት 4:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ናብ ቃየልን ናብ መስዋእቱን ግና ብሞገስ ኣይረኣየን። ቃየል ከኣ ኣዝዩ ተቘጥዐን ጐሃየን።* ምሳሌ 14:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ህዱእ ልቢ ንሰብነት ህይወት* ይህብ፣ቅንኢ ግና ንኣዕጽምቲ ቝንቍነ እዩ።+