-
1 ሳሙኤል 15:27, 28መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 ሳሙኤል ኪኸይድ ገጹ ምስ መለሰ፡ ሳኦል ብጫፍ እቲ እጅገ ዘይብሉ ናይ ላዕሊ ቐምሹ ኣጽኒዑ ሓዞ እሞ፡ ተቐድደ። 28 ሳሙኤል ድማ፡ “የሆዋ ሎሚ መንግስቲ እስራኤል ካባኻ ቐዲድዋ ኣሎ፡ ካባኻ ንዚሓይሽ ብጻይካ ኸኣ ኪህቦ እዩ።+
-
-
1 ሳሙኤል 24:17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 ንዳዊት ድማ ከምዚ በሎ፦ “ጽቡቕ ጌርካለይ ኢኻ፡ ኣነ ኸኣ ክፉእ ፈድየካ እየ እሞ፡ ካባይሲ ንስኻ ትጸድቕ።+
-
-
1 ሳሙኤል 24:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ሕጂ ድማ እንሆ፡ ንስኻ ብርግጽ ክትነግስ ምዃንካ፡ መንግስቲ እስራኤል እውን ኣብ ኢድካ ኸም እትጸንዕ እፈልጥ እየ።+
-