-
ዘፍጥረት 39:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 የሆዋ ግና ምስ ዮሴፍ ነበረ።+ ስለዚ፡ ዕዮኡ ቐንዓሉ፣ ኣብ ቤት እቲ ግብጻዊ ጐይታኡ ድማ ሓላፍነት ተዋህቦ።
-
-
1 ሳሙኤል 10:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 እዚ ምልክታት እዚ ምስ ተፈጸመ፡ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ምሳኻ ስለ ዝዀነ፡ ኢድካ እትኽእሎ ዘበለ ግበር።
-