1 ሳሙኤል 18:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ሳኦል ድማ፡ “ንዳዊት ከምዚ በልዎ፦ ‘ኣብቶም ጸላእቲ ንጉስ ሕነ ምእንቲ ኺፈድስ፡ ንጉስ ብዘይካ 100 ዕልቦ+ ፍልስጥኤማውያን፡ ካልእ ገዝሚ ኣይደልን እዩ’”+ በለ። ሳኦልሲ፡ ዳዊት ብኢድ ፍልስጥኤማውያን ኪወድቕ ሓሲቡ ነበረ።
25 ሳኦል ድማ፡ “ንዳዊት ከምዚ በልዎ፦ ‘ኣብቶም ጸላእቲ ንጉስ ሕነ ምእንቲ ኺፈድስ፡ ንጉስ ብዘይካ 100 ዕልቦ+ ፍልስጥኤማውያን፡ ካልእ ገዝሚ ኣይደልን እዩ’”+ በለ። ሳኦልሲ፡ ዳዊት ብኢድ ፍልስጥኤማውያን ኪወድቕ ሓሲቡ ነበረ።