1 ሳሙኤል 17:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 እቶም ሰብ እስራኤል ድማ፡ “ነዚ ዚወጽእ ዘሎ ሰብኣይሲ ትርእይዎዶ ኣለኹም፧ ንእስራኤል ኬባጭወሉ* እዩ መጺኡ።+ ነቲ ንዕኡ ዚቐትሎ ሰብኣይ፡ ንጉስ ብብዙሕ ሃብቲ ኼሀብትሞ፡ ጓሉ እውን ኪህቦ እዩ፣+ ንቤት ኣቦኡ ድማ ኣብ እስራኤል ሓራ ኺገብራ እዩ” በሉ።
25 እቶም ሰብ እስራኤል ድማ፡ “ነዚ ዚወጽእ ዘሎ ሰብኣይሲ ትርእይዎዶ ኣለኹም፧ ንእስራኤል ኬባጭወሉ* እዩ መጺኡ።+ ነቲ ንዕኡ ዚቐትሎ ሰብኣይ፡ ንጉስ ብብዙሕ ሃብቲ ኼሀብትሞ፡ ጓሉ እውን ኪህቦ እዩ፣+ ንቤት ኣቦኡ ድማ ኣብ እስራኤል ሓራ ኺገብራ እዩ” በሉ።