1 ሳሙኤል 20:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ዳዊት ድማ ካብ ናዮት ናይ ራማ ሃደመ። ግናኸ፡ ናብ ዮናታን መጺኡ፡ “ኣቦኻ ንህይወተይ* ዚደልያ ዘሎስ፡ እንታይ እየ ገይረ፧+ ኣበሳይ እንታይ እዩ፧ እንታይከ እየ በዲለዮ፧” በለ።
20 ዳዊት ድማ ካብ ናዮት ናይ ራማ ሃደመ። ግናኸ፡ ናብ ዮናታን መጺኡ፡ “ኣቦኻ ንህይወተይ* ዚደልያ ዘሎስ፡ እንታይ እየ ገይረ፧+ ኣበሳይ እንታይ እዩ፧ እንታይከ እየ በዲለዮ፧” በለ።