-
1 ሳሙኤል 19:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 ዮናታን ወዲ ሳኦል ንዳዊት ኣዝዩ ይፈትዎ ስለ ዝነበረ፡+ ዮናታን ንዳዊት ከምዚ ኢሉ ነገሮ፦ “ኣቦይ ሳኦል ኬቕትለካ ይደሊ ኣሎ። በጃኻ፡ ተጠንቀቕ፣ ንግሆ ድማ፡ ናብ ስቱር ቦታ ኼድካ ተሓባእ።