-
1 ሳሙኤል 23:28መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
28 ሳኦል ድማ ደድሕሪ ዳዊት ምስዓብ ሓዲጉ፡+ ምስ ፍልስጥኤማውያን ኪገጥም ከደ። ስለዚ እያ እታ ቦታ እቲኣ ኸውሒ ኽፍፍል ተባሂላ እተሰምየት።
-
-
1 ሳሙኤል 23:29መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
29 ዳዊት ከኣ ካብኡ ደዪቡ ንምብጻሑ ኣብ ዜጸግም ቦታታት ኣብ ዔን-ገዲ ተቐመጠ።+
-