1 ሳሙኤል 22:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ንጉስ ድማ ንዶኤግ፡+ “ንስኻ ዜርካ ነዞም ካህናት ውቕዓዮም!” በሎ። ብኡብኡ፡ ዶኤግ እቲ ኤዶማዊ+ ኸይዱ፡ ነቶም ካህናት ወቕዖም። በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ፡ በፍታ ኤፎድ እተኸድኑ 85 ሰብኡት ቀተለ።+ 1 ሳሙኤል 22:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ኣብያታር ከኣ ንዳዊት፡ “ሳኦል ንኻህናት የሆዋ ቐቲልዎም” ኢሉ ነገሮ።
18 ንጉስ ድማ ንዶኤግ፡+ “ንስኻ ዜርካ ነዞም ካህናት ውቕዓዮም!” በሎ። ብኡብኡ፡ ዶኤግ እቲ ኤዶማዊ+ ኸይዱ፡ ነቶም ካህናት ወቕዖም። በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ፡ በፍታ ኤፎድ እተኸድኑ 85 ሰብኡት ቀተለ።+