1 ሳሙኤል 25:39 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 ዳዊት ድማ ናባል ከም ዝሞተ ምስ ሰምዐ፡ “ነቲ ኻብ ናባል ዝበጽሓኒ ጕዳይ ውርደተይ+ እተማጐተለይን+ ንጊልያኡ ኽፉእ ካብ ምግባር ዝሓለወንን የሆዋ ይወደስ!+ የሆዋ ኸኣ ንኽፍኣት ናባል ናብ ርእሱ መሊስዎ” በለ። ሽዑ፡ ዳዊት ንኣቢጋይል ሰበይቱ ኽትከውን ኪወስዳ ኢሉ ልኢኹ ሓተታ። 1 ሳሙኤል 25:42 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 42 ኣቢጋይል+ ከኣ ቀልጢፋ ተንሲኣ ኣድጊ ተወጥሐት፡ ሓሙሽተ ኣግራዳ ድማ ደድሕሪኣ ሰዓባ፣ ምስቶም ልኡኻት ዳዊት ከኣ ከደት፡ ሰበይቱ እውን ኰነት።
39 ዳዊት ድማ ናባል ከም ዝሞተ ምስ ሰምዐ፡ “ነቲ ኻብ ናባል ዝበጽሓኒ ጕዳይ ውርደተይ+ እተማጐተለይን+ ንጊልያኡ ኽፉእ ካብ ምግባር ዝሓለወንን የሆዋ ይወደስ!+ የሆዋ ኸኣ ንኽፍኣት ናባል ናብ ርእሱ መሊስዎ” በለ። ሽዑ፡ ዳዊት ንኣቢጋይል ሰበይቱ ኽትከውን ኪወስዳ ኢሉ ልኢኹ ሓተታ።