-
1 ሳሙኤል 29:3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 መሳፍንቲ ፍልስጥኤማውያን ግና፡ “እዞም እብራውያን እዚኦም ኣብዚ እንታይ ይገብሩ ኣለዉ፧” በሉ። ኣኪሽ ድማ ንመሳፍንቲ ፍልስጥኤማውያን፡ “እዚ ምሳይ ዝያዳ ዓመት ዝገበረ ዳዊት ጊልያ ሳኦል ንጉስ እስራኤል እዩ።+ ካብታ ኸዲዑ ናባይ ዝመጸላ መዓልቲ ኽሳዕ ሎሚ ዋላ ሓንቲ ጕድለት ኣይረኸብኩሉን” ኢሉ መለሰሎም።
-