-
2 ሳሙኤል 1:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ዳዊት ከኣ፡ “እቲ ነገር ከመይ ኰይኑ፧ በጃኻ ንገረኒ” ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ድማ፡ “እቲ ህዝቢ ኻብቲ ውግእ ሃዲሙ፡ ብዙሓት ከኣ ወዲቖምን ሞይቶምን። ሳኦልን ወዱ ዮናታንን እውን ሞይቶም” በሎ።+