1 ሳሙኤል 28:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 የሆዋ ኸኣ ንእስራኤልን ንዓኻን ኣብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን+ ኪህበኩም እዩ፣ ጽባሕ ድማ ንስኻን+ ደቅኻን+ ምሳይ ክትኰኑ ኢኹም። የሆዋ ኸኣ ንሰራዊት እስራኤል ኣብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ኪህቦም እዩ።”+ 1 ዜና መዋእል 10:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 በዚ ኸምዚ፡ ሳኦልን ሰለስተ ደቁን ኵሎም እቶም ኣብ ቤቱ ዝነበሩን ብሓደ ሞቱ።+ 7 እቶም ኣብ ስንጭሮ* ዝነበሩ ህዝቢ እስራኤል፡ ኵሎም ከም ዝሃደሙ፡ ሳኦልን ደቁን ድማ ከም ዝሞቱ ምስ ረኣዩ፡ ነተን ከተማታቶም ሓዲጎምወን ሃደሙ። ፍልስጥኤማውያን ከኣ መጺኦም ሓዝወን።
19 የሆዋ ኸኣ ንእስራኤልን ንዓኻን ኣብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን+ ኪህበኩም እዩ፣ ጽባሕ ድማ ንስኻን+ ደቅኻን+ ምሳይ ክትኰኑ ኢኹም። የሆዋ ኸኣ ንሰራዊት እስራኤል ኣብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ኪህቦም እዩ።”+
6 በዚ ኸምዚ፡ ሳኦልን ሰለስተ ደቁን ኵሎም እቶም ኣብ ቤቱ ዝነበሩን ብሓደ ሞቱ።+ 7 እቶም ኣብ ስንጭሮ* ዝነበሩ ህዝቢ እስራኤል፡ ኵሎም ከም ዝሃደሙ፡ ሳኦልን ደቁን ድማ ከም ዝሞቱ ምስ ረኣዩ፡ ነተን ከተማታቶም ሓዲጎምወን ሃደሙ። ፍልስጥኤማውያን ከኣ መጺኦም ሓዝወን።