1 ዜና መዋእል 29:26, 27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 በዚ ኸምዚ፡ ዳዊት ወዲ እሴይ ኣብ ልዕሊ ዅሉ እስራኤል ነገሰ፣ 27 እቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝነገሰሉ ዘመን* ድማ 40 ዓመት ነበረ። ኣብ ኬብሮን 7 ዓመት ነገሰ፣+ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 33 ዓመት ነገሰ።+
26 በዚ ኸምዚ፡ ዳዊት ወዲ እሴይ ኣብ ልዕሊ ዅሉ እስራኤል ነገሰ፣ 27 እቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝነገሰሉ ዘመን* ድማ 40 ዓመት ነበረ። ኣብ ኬብሮን 7 ዓመት ነገሰ፣+ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 33 ዓመት ነገሰ።+