1 ነገስት 9:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ጸብጻብ እቶም ንጉስ ሰሎሞን፡ ቤት የሆዋን+ ቤቱን* እቲ ዅምራን*+ መካበብያ የሩሳሌምን ሓጾርን+ መጊዶን+ ጌዘርን+ ኪሃንጹ ዝኣከቦም ብግዲ ዚሽቅሉ ሸቃሎ እዚ እዩ።+ 1 ነገስት 9:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ጓል ፈርኦን+ ግና ካብ ከተማ ዳዊት+ ናብታ ዝሃነጸላ ቤታ ደየበት። ሽዑ፡ ነቲ ዅምራ* ሃነጾ።+ 1 ነገስት 11:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 እቲ ኻብ ንጉስ ዝዓለወሉ ምኽንያት ድማ እዚ እዩ፦ ሰሎሞን ነቲ ዅምራ* ሃኒጽዎን+ ነቲ ጋግ ከተማ ዳዊት ኣቦኡ ዓጽይዎን ነበረ።+ 1 ዜና መዋእል 11:7-9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ዳዊት ከኣ ኣብቲ ዕርዲ ተቐመጠ። ስለዚ እዮም ከተማ ዳዊት ኢሎም ዝጸውዕዋ። 8 ንሱ ድማ ካብቲ ዅምራ* ኣትሒዙ ኽሳብ ኣብ ዙርያኣ ዘሎ ቦታታት፡ ነታ ኸተማ ብዙርያኣ ሰርሓ፣ ዮኣብ ከኣ ነቲ ዝተረፈ ኽፋል እታ ኸተማ ኣዐረዮ። 9 በዚ ኸምዚ፡ ዳዊት እናዓበየ ኸደ፣+ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እውን ምስኡ ነበረ። 2 ዜና መዋእል 32:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንብዘሎ እቲ ፈሪሱ ዝነበረ መካበብያ ብቘራጽነት ዳግም ሃነጾ፡ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ግምብታት ሰርሐ፡ ኣብ ወጻኢ ኸኣ ካልእ መካበብያ ገበረ። ነቲ ዅምራ*+ ኸተማ ዳዊት ድማ ጸገኖ፡ ብዙሕ ኣጽዋርን* ዋላቱን እውን ገበረ።
15 ጸብጻብ እቶም ንጉስ ሰሎሞን፡ ቤት የሆዋን+ ቤቱን* እቲ ዅምራን*+ መካበብያ የሩሳሌምን ሓጾርን+ መጊዶን+ ጌዘርን+ ኪሃንጹ ዝኣከቦም ብግዲ ዚሽቅሉ ሸቃሎ እዚ እዩ።+
7 ዳዊት ከኣ ኣብቲ ዕርዲ ተቐመጠ። ስለዚ እዮም ከተማ ዳዊት ኢሎም ዝጸውዕዋ። 8 ንሱ ድማ ካብቲ ዅምራ* ኣትሒዙ ኽሳብ ኣብ ዙርያኣ ዘሎ ቦታታት፡ ነታ ኸተማ ብዙርያኣ ሰርሓ፣ ዮኣብ ከኣ ነቲ ዝተረፈ ኽፋል እታ ኸተማ ኣዐረዮ። 9 በዚ ኸምዚ፡ ዳዊት እናዓበየ ኸደ፣+ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እውን ምስኡ ነበረ።
5 ንብዘሎ እቲ ፈሪሱ ዝነበረ መካበብያ ብቘራጽነት ዳግም ሃነጾ፡ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ግምብታት ሰርሐ፡ ኣብ ወጻኢ ኸኣ ካልእ መካበብያ ገበረ። ነቲ ዅምራ*+ ኸተማ ዳዊት ድማ ጸገኖ፡ ብዙሕ ኣጽዋርን* ዋላቱን እውን ገበረ።