2 ሳሙኤል 12:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ዳዊት ድማ ንሰበይቱ ባትሴባ ኣጸናንዓ።+ ናብኣ ኣትዩ ኸኣ ምስኣ ደቀሰ። ንሳ ድማ ወዲ ወለደት፡ ሰሎሞን* ተባሂሉ እውን ተሰምየ።+ የሆዋ ኸኣ ፈተዎ፣+