1 ዜና መዋእል 15:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ዳዊት ከኣ ነቶም ኣሕሉቕ ሌዋውያን፡ ንኣሕዋቶም እቶም ዘመርቲ፡ ብናውቲ ሙዚቃ፡ ማለት ብበገናን ብመሰንቆን*+ ብጸናጽል ሸሓንን+ እናተሰነዩ ተሓጒሶም ምእንቲ ኺዝምሩ፡ ኪሸምዎም ነገሮም።
16 ዳዊት ከኣ ነቶም ኣሕሉቕ ሌዋውያን፡ ንኣሕዋቶም እቶም ዘመርቲ፡ ብናውቲ ሙዚቃ፡ ማለት ብበገናን ብመሰንቆን*+ ብጸናጽል ሸሓንን+ እናተሰነዩ ተሓጒሶም ምእንቲ ኺዝምሩ፡ ኪሸምዎም ነገሮም።