-
2 ሳሙኤል 19:17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 ምስኡ ድማ ካብ ብንያም 1,000 ሰብኡት ነበሩ። ጺባ+ ጊልያ ቤት ሳኦል እውን ምስ 15 ኣወዳቱን 20 ገላዉኡን፡ ቀቅድሚ ንጉስ ናብ ዮርዳኖስ ተቐላጢፉ ወረደ።