-
2 ሳሙኤል 11:25መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 ሽዑ፡ ዳዊት ነቲ ልኡኽ፡ “ንዮኣብ፡ ‘ሰይፊ ነዝን ነትን እዩ ዚውሕጥ እሞ፡ እዚ ነገር እዚ ኣይረብሽካ። ነታ ኸተማ ኣበርቲዕካ ተዋግኣያን ስዓራን’ በሎ።+ ንስኻ እውን ኣተባብዓዮ” በሎ።