2 ሳሙኤል 16:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ሑሻይ+ እቲ ኣርካዊ፡+ ፈታው* ዳዊት፡ ናብ ኣቤሴሎም ምስ መጸ፡ ሑሻይ ንኣቤሴሎም፡ “ንጉስ ንዘለኣለም ይንበር!+ ንጉስ ንዘለኣለም ይንበር!” በሎ። 1 ዜና መዋእል 27:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ኣሒቶፌል+ ድማ ኣማኻሪ ንጉስ ነበረ፣ ሑሻይ+ እቲ ኣርካዊ ኸኣ፡ ፈታው* ንጉስ ነበረ።