2 ሳሙኤል 9:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንጉስ ከኣ ንጺባ ጊልያ ሳኦል ልኢኹ ጸዊዑ፡ “ኵሉ እቲ ናይ ሳኦልን ናይ ብዘላ ቤቱን ዝዀነ፡ ንወዲ ወዱ ንጐይታኻ ሂበዮ ኣለኹ።+ 10 ነቶም ናይ ወዲ ወዱ ንጐይታኻ ዘበሉ ዚበልዕዎ ምግቢ ኪኸውንሲ፡ ንስኻን ደቅኻን ገላዉኻን ነቲ መሬት ሓሪስኩም፡ ፍሪኡ ኣክቡ። መፊቦሸት ወዲ ወዱ ንጐይታኻ ግና፡ ወትሩ ኣብ መኣደይ ኪበልዕ እዩ” በሎ።+ ጺባ ኸኣ 15 ኣወዳትን 20 ገላዉን ነበርዎ።+
9 ንጉስ ከኣ ንጺባ ጊልያ ሳኦል ልኢኹ ጸዊዑ፡ “ኵሉ እቲ ናይ ሳኦልን ናይ ብዘላ ቤቱን ዝዀነ፡ ንወዲ ወዱ ንጐይታኻ ሂበዮ ኣለኹ።+ 10 ነቶም ናይ ወዲ ወዱ ንጐይታኻ ዘበሉ ዚበልዕዎ ምግቢ ኪኸውንሲ፡ ንስኻን ደቅኻን ገላዉኻን ነቲ መሬት ሓሪስኩም፡ ፍሪኡ ኣክቡ። መፊቦሸት ወዲ ወዱ ንጐይታኻ ግና፡ ወትሩ ኣብ መኣደይ ኪበልዕ እዩ” በሎ።+ ጺባ ኸኣ 15 ኣወዳትን 20 ገላዉን ነበርዎ።+