መዝሙር 9:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 የሆዋ ንጭቍናት እምባ፡*+ብግዜ ጭንቂ እምባ ይኸውን እዩ።+ ምሳሌ 18:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ስም የሆዋ ጽኑዕ ግምቢ እዩ።+ ጻድቕ ናብኡ ጐይዩ ይዕቈብ።*+