መሳፍንቲ 20:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ስለዚ፡ ኵሎም እስራኤላውያን ካብ ዳን+ ክሳብ ብኤር-ሸባዕን ካብ ምድሪ ጊልዓድን፡+ ብዘሎ እቲ ኣኼባ ብሓደ ሰሚሩ* ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣብ ሚጽጳ ተኣከበ።+ 2 ሳሙኤል 24:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ንጉስ ድማ ነቲ ምስኡ ዝነበረ ዮኣብ+ እቲ ሓለቓ ሰራዊት፡ “ቍጽሪ እቲ ህዝቢ ምእንቲ ኽፈልጥሲ፡ በጃኻ፡ ናብ ኵሎም ነገዳት እስራኤል፡ ካብ ዳን ክሳብ ብኤር-ሸባዕ+ ዜርካ ነቲ ህዝቢ መዝግቦ” በሎ።
2 ንጉስ ድማ ነቲ ምስኡ ዝነበረ ዮኣብ+ እቲ ሓለቓ ሰራዊት፡ “ቍጽሪ እቲ ህዝቢ ምእንቲ ኽፈልጥሲ፡ በጃኻ፡ ናብ ኵሎም ነገዳት እስራኤል፡ ካብ ዳን ክሳብ ብኤር-ሸባዕ+ ዜርካ ነቲ ህዝቢ መዝግቦ” በሎ።