ዘሁልቍ 16:46 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 46 ድሕሪኡ፡ ሙሴ ንኣሮን፡ “ካብ የሆዋ ቝጥዓ ወጺኡ ኣሎ እሞ፡ መትሓዝ ሓዊ ወሲድካ ካብቲ መሰውኢ ሓዊ ግበረሉ፡+ ዕጣን እውን ግበረሉ፡ ቀልጢፍካ ናብቲ ኣኼባ ኼድካ ድማ ኣተዓርቆም።+ መዓት ጀሚሩ ኣሎ!” በሎ። 1 ዜና መዋእል 27:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ዮኣብ ወዲ ጽሩያ ኪቘጽር ጀሚሩስ፡ ኣይወድኦን፣ ብሰሪ እዚ ድማ ቍጥዓ ኣምላኽ ኣብ እስራኤል መጸ፣*+ እቲ ቝጽሪ ኸኣ ኣብ ጸብጻብ ታሪኽ ዘመን ንጉስ ዳዊት ኣይኣተወን።
46 ድሕሪኡ፡ ሙሴ ንኣሮን፡ “ካብ የሆዋ ቝጥዓ ወጺኡ ኣሎ እሞ፡ መትሓዝ ሓዊ ወሲድካ ካብቲ መሰውኢ ሓዊ ግበረሉ፡+ ዕጣን እውን ግበረሉ፡ ቀልጢፍካ ናብቲ ኣኼባ ኼድካ ድማ ኣተዓርቆም።+ መዓት ጀሚሩ ኣሎ!” በሎ።
24 ዮኣብ ወዲ ጽሩያ ኪቘጽር ጀሚሩስ፡ ኣይወድኦን፣ ብሰሪ እዚ ድማ ቍጥዓ ኣምላኽ ኣብ እስራኤል መጸ፣*+ እቲ ቝጽሪ ኸኣ ኣብ ጸብጻብ ታሪኽ ዘመን ንጉስ ዳዊት ኣይኣተወን።