-
ዘዳግም 27:24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 “‘ንብጻዩ ተቓጽዩ ዚቐትል ርጉም ይኹን።’+ (ኵሉ ህዝቢ ኸኣ፡ ‘ኣሜን!’ ይበል።)
-
-
መዝሙር 109:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
2 እኩይን መታለልንሲ ኣፎም ይኸፍቱለይ ኣለዉ።
ብሓሳዊት ልሳን ብዛዕባይ ይዛረቡ ኣለዉ፣+
-
መዝሙር 109:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ደቁ ዀለል ዚብሉ ለመንቲ ይኹኑ፣
ካብ ዝዓነዋ ኣባይቶም ርሒቖም ምግቢ ይማእርሩ።
-
-
-