-
2 ሳሙኤል 2:24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 ዮኣብን ኣቢሻይን ድማ ንኣብኔር ሰጐጕዎ። ጸሓይ ክትዓርብ ከላ፡ ናብታ ኣብ መንጽር ጊያሕ ኣብ መገዲ በረኻ ጊብዖን ዘላ ዅርባ ኣማ መጹ።