-
1 ነገስት 2:38መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
38 ሺምዒ ኸኣ ንንጉስ፡ “እዚ ዝበልካዮ ቕኑዕ እዩ። ጊልያኻ ኸምቲ ጐይታይ ንጉስ እተዛረቦ ኺገብር እዩ” ኢሉ መለሰሉ። ሺምዒ ድማ ኣብ የሩሳሌም ብዙሕ መዓልትታት ተቐመጠ።