ህዝቅኤል 41:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ገጽ ሰብ ናብቲ በዚ ሓደ ሸነኽ ዘሎ ኦም ስየ ኪኸውን ከሎ፡ ገጽ ኣንበሳ* ኸኣ ናብቲ በቲ ሓደ ሸነኽ ዘሎ ኦም ስየ ነበረ።+ ኣብ ብዘላ እታ ቤተ መቕደስ በዚ ኸምዚ ተቐሪጾም ነበሩ።
19 ገጽ ሰብ ናብቲ በዚ ሓደ ሸነኽ ዘሎ ኦም ስየ ኪኸውን ከሎ፡ ገጽ ኣንበሳ* ኸኣ ናብቲ በቲ ሓደ ሸነኽ ዘሎ ኦም ስየ ነበረ።+ ኣብ ብዘላ እታ ቤተ መቕደስ በዚ ኸምዚ ተቐሪጾም ነበሩ።