ዘጸኣት 30:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “ካብ ነሓሲ ንመሕጸቢ ዚኸውን ገበራን ኣጋሮኡን ግበር፣+ ኣብ መንጎ እቲ ድንኳን ምርኻብን ኣብ መንጎ እቲ መሰውእን ኣንቢርካ ኸኣ፡ ማይ ኣዕርቐሉ።+