1 ነገስት 6:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 እቲ ኣብ ውሽጢ እታ ቤት ዝነበረ ቄድሮስ፡ ሓምሓማትን+ ዝዓምበበ ዕምባባታትን+ እተቐርጾ ነበረ። ኵሉ ቄድሮስ ነበረ፣ እምኒ ድማ ኣይርአን ነበረ።