ዘዳግም 30:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 “እዚ ዅሉ ቓላት እዚ፡ ኣብ ቅድሜኻ ዘንበርኩልካ በረኸትን መርገምን ምስ መጸካ፡+ ኣብቶም የሆዋ ኣምላኽካ ዝበተነካ ዅሎም ኣህዛብ ኴንካ+ ኸኣ ምስ ዘከርካዮ፡*+ 2 ከምዚ ሎሚ ኣነ ዝእዝዘካ ዘለኹ ድማ፡ ንስኻን ደቅኻን ብዅሉ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን*+ ናብ የሆዋ ኣምላኽካ ምስ ተመለስካን+ ድምጹ ምስ ሰማዕካን፡
30 “እዚ ዅሉ ቓላት እዚ፡ ኣብ ቅድሜኻ ዘንበርኩልካ በረኸትን መርገምን ምስ መጸካ፡+ ኣብቶም የሆዋ ኣምላኽካ ዝበተነካ ዅሎም ኣህዛብ ኴንካ+ ኸኣ ምስ ዘከርካዮ፡*+ 2 ከምዚ ሎሚ ኣነ ዝእዝዘካ ዘለኹ ድማ፡ ንስኻን ደቅኻን ብዅሉ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን*+ ናብ የሆዋ ኣምላኽካ ምስ ተመለስካን+ ድምጹ ምስ ሰማዕካን፡