2 ዜና መዋእል 7:4, 5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንጉስን ኵሎም እቶም ህዝብን ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ መስዋእቲ ኣቕረቡ።+ 5 ንጉስ ሰሎሞን ከኣ 22,000 ከብትን 120,000 በጊዕን መስዋእቲ ገይሩ ኣቕረበ። በዚ ኸምዚ፡ ንጉስን ኵሎም እቶም ህዝብን ንቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ መረቕዋ።+
4 ንጉስን ኵሎም እቶም ህዝብን ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ መስዋእቲ ኣቕረቡ።+ 5 ንጉስ ሰሎሞን ከኣ 22,000 ከብትን 120,000 በጊዕን መስዋእቲ ገይሩ ኣቕረበ። በዚ ኸምዚ፡ ንጉስን ኵሎም እቶም ህዝብን ንቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ መረቕዋ።+