1 ነገስት 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሰሎሞን ድማ ምስ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ተዋሰበ። ንጓል ፈርኦን ተመርዓዋ* እሞ፡+ ቤቱን ቤት የሆዋን ኣብ ዙርያ የሩሳሌም ዚርከብ መካበብያን ሃኒጹ ኽሳዕ ዚውድእ፡+ ናብ ከተማ ዳዊት ኣእተዋ።+
3 ሰሎሞን ድማ ምስ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ተዋሰበ። ንጓል ፈርኦን ተመርዓዋ* እሞ፡+ ቤቱን ቤት የሆዋን ኣብ ዙርያ የሩሳሌም ዚርከብ መካበብያን ሃኒጹ ኽሳዕ ዚውድእ፡+ ናብ ከተማ ዳዊት ኣእተዋ።+