2 ነገስት 23:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንጉስ ድማ ነቲ ሰሎሞን ንጉስ እስራኤል ንኣሽቶረት እታ ጽይፍቲ ኣምላኽ ሲዶናውያንን ንከሞሽ እቲ ጽዩፍ ኣምላኽ ሞኣብን ንሚልኮም+ እቲ ፍንፉን ኣምላኽ ዓሞናውያንን+ ዝሰርሖ ኣብ ቅድሚ የሩሳሌም ብደቡብ* ከረን ጥፍኣት* ዝነበረ በረኽቲ ኣርከሶ።
13 ንጉስ ድማ ነቲ ሰሎሞን ንጉስ እስራኤል ንኣሽቶረት እታ ጽይፍቲ ኣምላኽ ሲዶናውያንን ንከሞሽ እቲ ጽዩፍ ኣምላኽ ሞኣብን ንሚልኮም+ እቲ ፍንፉን ኣምላኽ ዓሞናውያንን+ ዝሰርሖ ኣብ ቅድሚ የሩሳሌም ብደቡብ* ከረን ጥፍኣት* ዝነበረ በረኽቲ ኣርከሶ።