ዘሁልቍ 3:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንኣሮንን ንደቁን ድማ ሽሞም፣ ንሳቶም ከኣ ክህነቶም ይፈጽሙ።+ ዘይተፈቕደሉ ሰብ* እንተ ቐሪቡ፡ ይቀተል።”+ 1 ነገስት 13:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 እዚ ድሕሪ ምዃኑ እኳ፡ የሮብዓም ካብ ክፉእ መገዱ ኣይተመልሰን፣ የግዳስ፡ ካብ ማንም ህዝቢ ንበረኽቲ ዚዀኑ ኻህናት ይሸይም ነበረ።+ ንዝደለየ ዘበለ ኸኣ፡ “ሓደ ኻብቶም ንበረኽቲ ዚኸውን ካህናት ይኹን” እናበለ ኻህን ኪኸውን ይሸይም* ነበረ።+ 2 ዜና መዋእል 11:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 የሮብዓምን ደቁን ነቶም ሌዋውያን፡ ካህናት ኰይኖም ንየሆዋ ኸየገልግሉ ስለ ዝሰጐጕዎም፡ ንሳቶም መጓሰይኦምን ርስቶምን+ ሓዲጎም ናብ ይሁዳን የሩሳሌምን መጹ።+ 2 ዜና መዋእል 13:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ነቶም ካህናት የሆዋ ዝዀኑ ደቂ ኣሮንን ነቶም ሌዋውያንን ሰጒጕኩም፡+ ከምቶም ህዝብታት ካልኦት ሃገራት ናታትኩም ካህናትዶ ኣይሸምኩምን፧+ ሓደ ዝራብዕን ሸውዓተ ድዑልን ሒዙ ዝመጸ* ዘበለ፡ ካህን እቶም ኣማልኽቲ ዘይኰኑ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
33 እዚ ድሕሪ ምዃኑ እኳ፡ የሮብዓም ካብ ክፉእ መገዱ ኣይተመልሰን፣ የግዳስ፡ ካብ ማንም ህዝቢ ንበረኽቲ ዚዀኑ ኻህናት ይሸይም ነበረ።+ ንዝደለየ ዘበለ ኸኣ፡ “ሓደ ኻብቶም ንበረኽቲ ዚኸውን ካህናት ይኹን” እናበለ ኻህን ኪኸውን ይሸይም* ነበረ።+
14 የሮብዓምን ደቁን ነቶም ሌዋውያን፡ ካህናት ኰይኖም ንየሆዋ ኸየገልግሉ ስለ ዝሰጐጕዎም፡ ንሳቶም መጓሰይኦምን ርስቶምን+ ሓዲጎም ናብ ይሁዳን የሩሳሌምን መጹ።+
9 ነቶም ካህናት የሆዋ ዝዀኑ ደቂ ኣሮንን ነቶም ሌዋውያንን ሰጒጕኩም፡+ ከምቶም ህዝብታት ካልኦት ሃገራት ናታትኩም ካህናትዶ ኣይሸምኩምን፧+ ሓደ ዝራብዕን ሸውዓተ ድዑልን ሒዙ ዝመጸ* ዘበለ፡ ካህን እቶም ኣማልኽቲ ዘይኰኑ ኪኸውን ይኽእል እዩ።