ዘዳግም 27:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 “‘የሆዋ ዚፍንፍኖ+ ብዕዮ ኣእዳው ኢደ ጥበበኛ* እተገብረ ጽሩብ ምስሊ+ ወይ ፍሱስ ምስሊ+ ዚገብርን ዚሓብኦን ሰብ ርጉም ይኹን።’ (ኵሉ ህዝቢ ኸኣ፡ ‘ኣሜን!’* ኢሉ ይመልስ።) 2 ዜና መዋእል 11:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 የሮብዓም ከኣ ነቲ በረኽትን ነቶም ድቤላ ዚመስሉ ኣጋንንትን*+ ነቶም ንሱ ዝገበሮም ምራኹትን+ ናይ ርእሱ ኻህናት ሸመ።+
15 “‘የሆዋ ዚፍንፍኖ+ ብዕዮ ኣእዳው ኢደ ጥበበኛ* እተገብረ ጽሩብ ምስሊ+ ወይ ፍሱስ ምስሊ+ ዚገብርን ዚሓብኦን ሰብ ርጉም ይኹን።’ (ኵሉ ህዝቢ ኸኣ፡ ‘ኣሜን!’* ኢሉ ይመልስ።)