መዝሙር 78:68 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 68 ንነገድ ይሁዳ፡+ነታ ዚፈትዋ ኸረን ጽዮን ግና ሓረያ።+ መዝሙር 132:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 የሆዋስ ንጽዮን ሓርይዋ እዩ፣+መንበሪቱ ኽትከውን ብሂግዋ እዩ፦+