-
እያሱ 19:44መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
44 ኤልትቄ፡ ጊብቶን፡+ በዓላት፡
-
-
እያሱ 19:48መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
48 ርስቲ ነገድ ዳን በብዓሌቶም እዚ እዩ። እተን ከተማታትን ሰፈራተንን ከኣ እዚኣተን እየን።
-
-
እያሱ 21:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ነቶም ኣብ መንጎ ሌዋውያን ዝተረፉ ዓሌታት ቀሃታውያን ድማ፡ ካብ ነገድ ኤፍሬም ከተማታት ብዕጫ ተዋህባኦም።
-
-
እያሱ 21:23መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
23 ካብ ነገድ ዳን ከኣ ኤልትቄ ምስ መጓሰዪታታን ጊብቶን ምስ መጓሰዪታታን
-
-
1 ነገስት 15:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 ባዕሳ ወዲ ኣሒያ ኻብ ቤት ይሳኮር ከኣ ውዲት ኣለመሉ፣ ናዳብን ኵሉ እስራኤልን ንጊብቶን ከቢቦምዋ ኸለዉ ድማ፡ ባዕሳ ኣብ ጊብቶን+ ናይ ፍልስጥኤማውያን ቀተሎ።
-