ሉቃስ 4:25, 26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፦ ብዘመን ኤልያስ፡ ሰማይ ሰለስተ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ኣብ እተዓጽወሉ እሞ፡ ኣብ ኵላ እታ ምድሪ ዓብዪ ጥሜት ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ኣብ እስራኤል ብዙሓት መበለታት ነይረን እየን።+ 26 ኤልያስ ግና ኣብ ሰራጵታ ናይ ሲዶን ናብ ዝነበረት መበለት ጥራይ እምበር፡ ናብ ሓንቲ ኻባታተንሲ ኣይተላእከን።+
25 ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፦ ብዘመን ኤልያስ፡ ሰማይ ሰለስተ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ኣብ እተዓጽወሉ እሞ፡ ኣብ ኵላ እታ ምድሪ ዓብዪ ጥሜት ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ኣብ እስራኤል ብዙሓት መበለታት ነይረን እየን።+ 26 ኤልያስ ግና ኣብ ሰራጵታ ናይ ሲዶን ናብ ዝነበረት መበለት ጥራይ እምበር፡ ናብ ሓንቲ ኻባታተንሲ ኣይተላእከን።+