ያእቆብ 5:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 እምበኣር፡ ምእንቲ ኽትሓውዩ፡ ንሓድሕድኩም ሓጢኣትኩም ተናዘዙ፡+ ምእንቲ ሓድሕድኩም እውን ጸልዩ። ምህለላ ጻድቕ ሓያልን መስለጢትን እያ።*+