ዮሃንስ 3:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ንሱ ብለይቲ ናብኡ መጺኡ፡+ “መምህር፡*+ ብዘይካ እቲ ኣምላኽ ምስኡ ዝዀነ፡+ ነዚ ንስኻ እትገብሮ ዘለኻ ትእምርትታት ኪገብሮ ዚኽእል የልቦን እሞ፡ ንስኻ መምህር ኴንካ ኻብ ኣምላኽ ከም ዝመጻእካ፡ ንፈልጥ ኢና” በሎ።+
2 ንሱ ብለይቲ ናብኡ መጺኡ፡+ “መምህር፡*+ ብዘይካ እቲ ኣምላኽ ምስኡ ዝዀነ፡+ ነዚ ንስኻ እትገብሮ ዘለኻ ትእምርትታት ኪገብሮ ዚኽእል የልቦን እሞ፡ ንስኻ መምህር ኴንካ ኻብ ኣምላኽ ከም ዝመጻእካ፡ ንፈልጥ ኢና” በሎ።+